ድለ

ካርዲናላት ሓድሽ ተኸታሊ ቅዱስ ጴጥሮስ ንምልላይ ስለ ዘካይድዎ ዕጹው ጉባኤ ምመናን ክጽልዩ ይላበዉ ካርዲናላት ሓድሽ ተኸታሊ ቅዱስ ጴጥሮስ ንምልላይ ስለ ዘካይድዎ ዕጹው ጉባኤ ምመናን ክጽልዩ ይላበዉ  (@Vatican Media)

ካርዲናላት ሓድሽ ተኸታሊ ቅዱስ ጴጥሮስ ንምልላይ ስለ ዘካይድዎ ዕጹው ጉባኤ ምመናን ክጽልዩ ይላበዉ

ጉባኤ ካርዲናላት ኵሎም ካቶሊካውያ ምመናን ካርዲናላት ተኸታሊ ቅዱስ ጴጥሮስ ንምልላይ ዕለት 7 ግንቦት ከካይድዎ ስለ ዝኾነ ዕጹው ጉባኤ ንመንፈስ ቅዱስ ጽን ክብሉ መታን ክጽልዩ ከም ዝሓተቱ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ።
30 Apr 2025, 17:36